ንክንክ ስኒ ምዝገባ
ብኽብረትካ/ኺ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ፎርም ምላእ ኣብ ቦታ COAኻ ንክንክ ስኒ ንኽትምዝገብ። ድሕሪ ምቕባል ምዝገባኻ፡ ቆጸራ ንምሓዝ ክንራኸበካ ኢና።
ነዚ ሓበሬታ እዚ ንክፍሊት ናይቲ ሕክምና ጥራይ ንጥቀመሉ።
ነዚ ሓበሬታ እዚ ብ Mobiele TandZorg Nederland ንክስራሓሉ ይሰማማዕ፡ ንጥቕሚ ናይ ሕክምና ስነይ ጥራይ። *